搜索优化
Rewards
English
搜索
Copilot
图片
视频
地图
资讯
购物
更多
航班
旅游
酒店
房地产
笔记本
Top stories
Sports
U.S.
Local
World
Science
Technology
Entertainment
Business
More
Politics
时间不限
过去 1 小时
过去 24 小时
过去 7 天
过去 30 天
按相关度排序
按时间排序
Voice of America
1 小时
ኣብ ክልል ኣምሓራ ንሓደ ህጻን ብምጭዋይ ዝተጠርጠሩ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደሴ ጢጣ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ንሓደ ወዲ 7-ዓመት ህጻን ኣብ 11 መስከረም 2017 ብለይቲ ካብ መንበሪኡ ገዝኡ ብምጭዋይ ገንዘብ ንምክፋል ጠለብ ዘቕርቡ ዝነበሩ’ዮም ...
Voice of America
2 小时
ኣብ ኢትዮጵያ ይነብሩ ዝነበሩ 780 ሱዳናውያን ስደተኛታት ...
(ዩኤንኤችሲኣር) ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ሱዳን ዘምርሑ ስደተኛታት ኣብተን ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ዝነበራ መዓስከራት ኩመርን ኣውላላን ፀገም ፀጥታን ዋሕዲ ኣገልግሎትን ከምዘጋጠሞም: ብሰንኪ'ዚ ድማ ...
Voice of America
1 小时
ሚ/ጉ/ወጻኢ ሶማልያ ንነቐፌታ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢትዮጵያ ምላሽ ...
ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማልያ ኣሕመድ ሞዓሊም ፊቂ፡ መንግስቲ ሶማልያ ካብ ግብጺ ኣጽዋራት ድሕሪ ምቕባሉ፡ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣጽቀስላሰ ንዘስምዖ ነቔፈታ ግብረ-መልሲ ሂቡሉ። ካብ ...
Voice of America
2 小时
ፕረ.ባይደን ናብ ኣፍሪቃ ከምዝበጽሑ ዋይት ሃውስ ሓቢሩ
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ዝመጽእ ወርሒ ጥቅምቲ ናብ ኣፍሪቃ ከም ዝገይሽ ይግለጽ ኣሎ። ከም ሓበሬታ ዋይት ሃዋስ ፕረዚደንት ባይደን፡ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ጀርመን ዑደት ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ናብ ኣንጎላ ...
Voice of America
4 小时
ዘተ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልል ትግራይ
ኣብ ክልል ትግራይ ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ስዒቡ ዝተቋረፀ ኲናት ኣብቲ ክልል ብዙሕ ለውጢ ምምፅኡ ዝፍለጥ እዩ። ሓደ ካብኡ ኣብ ውሽጢ ውድብ ህወሓት ዝተፈጥረ ዘይምቅዳው እዩ። እቲ ስምምዕ ብቀጥታ ይኹን ...
Voice of America
16 小时
ኣመራርሓ ህወሓት ንሓይልታት ጸጥታ'ቲ ክልል ብዝምልከት ...
ጉባኤ ዘካየዱ ኣመራርሓ ህወሓት ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፣ ሓይልታት ፀጥታ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክኾኑ ኣይግባእን ክብሉ ንውሳነ ካብኔ እቲ ምምሕዳር ተቓዊሞም። ኣብ ውሽጢ እቲ ውድብ ...
Voice of America
22 小时
መደረ ፕረ.ባይደን ንዋዕላ ሕቡራት ሃገራት
ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ተቐናቐንቲ ሱዳን ነቲ ንሃገሮም ዝርምሳ ዘሎ ኩናት ደው ክብልዎ ተማሕጺኑ። ሎሚ ሰሉስ ንሓፈሻዊ ዋዕላ ...
Voice of America
23 小时
ኣብ ቐይዲ ዝኣተው መራሕቲ ተቃወምቲ ታንዛንያ ምፍትሖም ...
ኣብ ታንዛንያ ትማሊ ሰኑይ ተቓውሞ ንምክልካል ብዝተወስደ ስጉምቲ ኣብ ቐይዲ ዝኣተው መራሕቲ ተቃወምቲ ሰልፊታት ሎሚ ሰሉስ ናጻ ምልቃቆም ዜና ፈረንሳ ንፓርቲኦም ጠቒሱ ሓቢሩ። ዋላ’ኳ ወግዓዊ ክልከላ ...
Voice of America
1 天
ኢትዮጵያ ካብ ግብጺ ናብ ሶማል ዝተላእኸ ኣጽዋር ...
ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣስቀስላሰ ግብፂ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ናብ ሶማል ዝለኣኸቶ ኣፅዋር ብዝምልከት ሻቐለቶም ገሊፆም። "ብሓይልታት ወፃኢ ዝቐርብ ኣፅዋር ነቲ ተኣፋፊ ኩነታት ...
Voice of America
1 天
ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ንፕሮግራም ቋንቋ ትግርኛ ...
ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ነቲ ንዝሓለፉ 30 ዓመታት ክህቦ ዝፀነሐ ፕሮግራም ቋንቋ ትግርኛ ምቁራፁ ግቡእ ኣይኮነን ክብሉ ሰብ-ሞያ ቋንቋን ስነፅሑፍን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተቓዊሞም፡፡ ቶም ሰብ-ሞያ ንድምፂ ...
Voice of America
1 天
ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 9-ሽሕ ስደተኛታት ዲጂታል መለለይ ...
"ፋይዳ’’ ተባሂሉ ዝፅዋዕ ዲጂታል መለለይ መንነት ከም ዝተወሃቦም ናይ ሕቡራትሃገራት ኮሚሽን ስደተኛታት ኣፍሊጡ። ዲጂታል መፍለይ መንነት ስደተኛታት ዝተፈላለዩ ማሕበራዊን ቁጠባውን ከምኡ እውን ...
Voice of America
1 天
ፌደሬሽን መጉዓዝያ ኢትዮጵያ ንውሳነ ክልከላ ዘገልገላ ...
ፌደሬሽን መጉዓዝያ ኢትዮጵያ ነቲ ልዕሊ 30 ዓመታት ዘገልገላ መኻይን ስግር-ዶብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ከይህባ ዝእግድ መምርሒ መንግስቲ ከምዝቃወም ኣፍሊጡ። እቲ ብሚንስትሪ ትራንስፖርትን ...
一些您可能无法访问的结果已被隐去。
显示无法访问的结果
反馈