搜索优化
Rewards
English
搜索
Copilot
图片
视频
地图
资讯
购物
更多
航班
旅游
酒店
房地产
笔记本
Top stories
Sports
U.S.
Local
World
Science
Technology
Entertainment
Business
More
Politics
时间不限
过去 1 小时
过去 24 小时
过去 7 天
过去 30 天
按时间排序
按相关度排序
Voice of America
1 小时
ጻውዒት ኣፍሪቃ ንኣባልነት ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕቡራት ...
ናይጀሪያ ኣብ ኒው ዮርክ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ባይቶ ፀጥታ ለውጢ ክግበር ፃውዒት የቕርቡ ምስ ዘለው መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ተፀምቢራ። ኣፍሪቃ ኣብ ቤት ...
Voice of America
1 小时
ኣመራርሓ ህወሓት ንሓይልታት ጸጥታ'ቲ ክልል ብዝምልከት ...
ጉባኤ ዘካየዱ ኣመራርሓ ህወሓት ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፣ ሓይልታት ፀጥታ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክኾኑ ኣይግባእን ክብሉ ንውሳነ ካብኔ እቲ ምምሕዳር ተቓዊሞም። ኣብ ...
Voice of America
3 小时
ኣብ ክልል ኣምሓራ ንሓደ ህጻን ብምጭዋይ ዝተጠርጠሩ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደሴ ጢጣ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ንሓደ ወዲ 7-ዓመት ህጻን ኣብ 11 መስከረም 2017 ብለይቲ ካብ መንበሪኡ ገዝኡ ብምጭዋይ ገንዘብ ንምክፋል ጠለብ ዘቕርቡ ዝነበሩ’ዮም ...
Voice of America
3 小时
ሚ/ጉ/ወጻኢ ሶማልያ ንነቐፌታ ሚ/ጉ/ወጻኢ ኢትዮጵያ ምላሽ ...
ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማልያ ኣሕመድ ሞዓሊም ፊቂ፡ መንግስቲ ሶማልያ ካብ ግብጺ ኣጽዋራት ድሕሪ ምቕባሉ፡ ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣጽቀስላሰ ንዘስምዖ ነቔፈታ ግብረ-መልሲ ሂቡሉ። ካብ ...
Voice of America
3 小时
ኣብ ኢትዮጵያ ይነብሩ ዝነበሩ 780 ሱዳናውያን ስደተኛታት ...
(ዩኤንኤችሲኣር) ኣፍሊጡ። እቶም ናብ ሱዳን ዘምርሑ ስደተኛታት ኣብተን ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ዝነበራ መዓስከራት ኩመርን ኣውላላን ፀገም ፀጥታን ዋሕዲ ኣገልግሎትን ከምዘጋጠሞም: ብሰንኪ'ዚ ድማ ...
Voice of America
4 小时
ፕረ.ባይደን ናብ ኣፍሪቃ ከምዝበጽሑ ዋይት ሃውስ ሓቢሩ
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ዝመጽእ ወርሒ ጥቅምቲ ናብ ኣፍሪቃ ከም ዝገይሽ ይግለጽ ኣሎ። ከም ሓበሬታ ዋይት ሃዋስ ፕረዚደንት ባይደን፡ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ጀርመን ዑደት ድሕሪ ምፍጻሙ፡ ናብ ኣንጎላ ...
Voice of America
5 小时
ዘተ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልል ትግራይ
ኣብ ክልል ትግራይ ንስምምዕ ፕሪቶሪያ ስዒቡ ዝተቋረፀ ኲናት ኣብቲ ክልል ብዙሕ ለውጢ ምምፅኡ ዝፍለጥ እዩ። ሓደ ካብኡ ኣብ ውሽጢ ውድብ ህወሓት ዝተፈጥረ ዘይምቅዳው እዩ። እቲ ስምምዕ ብቀጥታ ይኹን ...
Voice of America
23 小时
መደረ ፕረ.ባይደን ንዋዕላ ሕቡራት ሃገራት
ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ተቐናቐንቲ ሱዳን ነቲ ንሃገሮም ዝርምሳ ዘሎ ኩናት ደው ክብልዎ ተማሕጺኑ። ሎሚ ሰሉስ ንሓፈሻዊ ዋዕላ ...
Voice of America
1 天
ኣብ ቐይዲ ዝኣተው መራሕቲ ተቃወምቲ ታንዛንያ ምፍትሖም ...
ኣብ ታንዛንያ ትማሊ ሰኑይ ተቓውሞ ንምክልካል ብዝተወስደ ስጉምቲ ኣብ ቐይዲ ዝኣተው መራሕቲ ተቃወምቲ ሰልፊታት ሎሚ ሰሉስ ናጻ ምልቃቆም ዜና ፈረንሳ ንፓርቲኦም ጠቒሱ ሓቢሩ። ዋላ’ኳ ወግዓዊ ክልከላ ...
Voice of America
1 天
እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ዘካየደቶ ደብዳብ ኣስታት 600 ሰባት ...
እስራኤል ትማሊ ሰኑይ ኣብ ሊባኖስ ኣንጻር ሂዝቦላህ ብዝፈጸመቶ ሰፊሕ ደብዳብ ነፈርቲ ብውሕዱ 560 ሰባት ከም ዝሞቱን ልዕሊ 2,000 ከም ዝቖሰሉን ሚንስትሪ ጥዕና ሊባኖስ ኣፍሊጡ። እዚ ዳሕራዋይ ...
Voice of America
1 天
VOA60 America - Pentagon: US to send small number of additional troops to the Middle East
The United States is sending a small number of additional troops to the Middle East following a sharp increase in violence ...
Voice of America
1 天
VOA60 Africa - US to donate 1 million mpox vaccine shots to African countries
A senior U.S. administration official has said that President Joe Biden will offer 1 million mpox vaccine shots to African ...
一些您可能无法访问的结果已被隐去。
显示无法访问的结果
反馈